1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::
2 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO Unconditional bank guarantee /Validate 90 Cal.day ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
4 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/03/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/3/2009 ዓ /ም ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 15/3/2009 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
6 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስÂ 4ይÂ /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 50.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ መቐለ
Backs