ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መጋዕዝያ አቁሑት መለዋወጢ መኪናካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 በቲ ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርቲፊኬት ዘለኩም

4 ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ንክትወዳደሩ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

5 ናይ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ወርሒ መስከረም 2009 ዓ/ም ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ ማዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 በቲ ቢሮ ተዳልዩ ዝተወሃበ መዐቀኒ ስፐስፊከሽን መሰረት : ብፅሬትን መጠንን ብጊዜን ብዉዕሊ መሰረት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ እቲ ንብረት ናብቲ ቢሮ ከረክብ ዝክእል

8 መወዳደደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

9 ተጫረቲ ዘይምለስ Â 50 ሓምሳ ቅርሺ ብር/ Â እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽ መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕደዳርÂ ኣብ ኮምፐሌክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 179 ካብ 7/03/2009 ዓ/ም ከሳብ 22/ 03/ 2009 ዓ/ም ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክተእትዉ ትክእሉ

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንሎት 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ቅርሺ ብ ሲፒኦ(CPO) ወይ ድማ ናይ ባንኪ ወሕስና ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ

11 እቲ ጨረታ 22/03/ 2009 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፁዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ ንብ/ምም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት :: ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ንምክፋት ኣይታዓናቐፍን

12 ኣብ ጨረታ ንከይሳተፍ ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተአገደ ነገዳይ ናይ እግድ ግዚኡ ወዲኡ እግዱ ከይተልዓለሉ አብ መቅረባነት ክወዳደር ኣይክእልን

13 እቲ ዝቀረበ ንብረት በቲ ናይ ቢሮ ዘቅርብ ስፐስፌኬሽን /ሳምፕል/ መሰረት ብስብ ሞያ ተፈቲሹ ርክክብ ይፍፀም

14 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411052 ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category