ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሻራ ባነር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 13, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 13, 2009 06:00 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf
  1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን::
  2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  3. ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ መስከረም 2009 ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  4. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  5. መኽበሪ ጨረታ ብር5,000 ስፒኦ/CPO/ ክተትሕዙ እትክእሉ::
  6. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሰምዒ ብዝተአሸገ ኤንቨሎፕ ሓደ ዋንኡን ሓደ ቕዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ Â ኣብ ደጋፊ ከይዲÂ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::
  7. ጨረታ ጥቅምቲ 25/ 2009 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲÂ ኣብ አየር ይፀንሕ
  8. ጨረታ 13 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 400 ተዓፅዮ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 430 ይክፈት:
  9. ነዙይ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::
  10. ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ Â 251 03 44 40 47 15/ 251 03 44 40 04 51ምድዋል ይከአል:

Backs
Tender Category