ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ቆፀርትን :ትቦን መጋጣጠምን

2 ንመስመር ፅገና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፊቲንግታት

3 ንናይ ኢድ መሳሒ ዝዉዕል ንብረትን

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዮ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓም ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰን ዘየምለሰ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ

2 ቲን ነምበር ዘለዎን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን

4 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ ቫት ወሲካ ክባሃል የብሉን

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ንቀፀርቲ ትቦን መጋጣጠሚ 4500 ብር ንመስመር መፀገኒ ፊቲንግታትÂ 3500 ንናይ ማይ መሳርሒ ጅራ ትቦን ጥርሲ ሞዉጫታትን 2000 ብር ብሽም ቤት ፅሕፈትና ክትሕዝ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቤት ፀሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ አፅቢ ኣብ ጥቃ ስልክ ቤት ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 03 50 ብር ብምክፋል ትወሰዱ ትክእሉ

እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 6 /03/ 09 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

ዘሸነፈ ኣብ ዉሽጢ 7 ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ዝገብር

0343400031 0914161243 ይደዉሉ

Backs
Tender Category