ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ን 2009 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • Posted Date: ሰንበት ጥቅምቲ 20, 2009 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈሉ ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ ቲንÂ ቑፅሪ ዘለዎም ቫት ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2008 ዓ/ም ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ(VAT) ዲክለር ዝተገበሮ መረዳእታ ኣብ ጨረታ ሰነድ ክተሓሓዝ አለዎ::

2 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብሽም ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ዝተሰርሐ ናይ 3,000 ብር ስፒኦ ክትሕዙ ዝኽእሉ ኦርጅናልን ኮፒን ናይ ጨረታ ዶክመንት ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዶክመንት ካብ ዕለት 18/02/2009 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 13 ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክሳብ ዕለት 6/03/09 ዓ/ም ዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኽኣል::

4 ኣብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ::

5 እቲ ጨረታ ዕለት 6/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት::

6 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ብምትሓዝ ካብ ዘአተወሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ንብረት ኣታዊ ይገብር::

7 እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 25% ምውሳኽን ናይ ምቕናስን መሰል አለዎ::

8 ተጫራታይ ግልፂ ኣብ ዘይኾነሎመ ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሐየሺ ሕቶ ከቅ ከቕርቡÂ ዝክእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉÂ እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን::

9 ዘሸነፎ ድርጅት ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ ሓሙሽተ መዓልቲ ከብ ዘሸነፈሉ መዓልቲ ጀሚሩ ንብረት ከእቲ ዝክእል

10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ማእኸል ምርምርÂ ሕርሻ መቐለ ፋይናንስን ዕዳጋ ንብረት ምምሕዳር ምሕታት ይከኣል

ኣድራሻ ማእኸል ምርምር ሕረሻ መቐለ ዒላላ ታፈረ ስብሓት መናፈሻ ፊት ንፊት

ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 80 29Â

Backs
Tender Category