መቐለ ሆስፒታል ምግብን ንዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 06:00 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf
  1. Â ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር " ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ናይ ቀረባ እዋንÂ ድክሊራንስ ዘለዎ ምኮኑ ዝገልፅÂ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
  2. ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑÂ ይግባእ
  3. ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/02/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
  4. ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታÂ ሰነድ ክግለፅ አለዎ ::
  5. ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር 3000Â
  6. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒÂ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
  7. እቲ ጨረታ ዕለት 18/ 02/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩÂ Â ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕገዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
  8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
  9. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚÂ ወፃኢ ተቀባልነትን የብሉነ
  10. ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
  11. ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል Â
  12. ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋÂ ፋይናንስን ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
  13. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዓዚ የቅርቡÂ
  14. ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ :
  15. ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 225 /2007 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::
  16. ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታትÂ ይካኣል::
Backs
Tender Category