ኣብ ህንፃ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 24, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 24, 2009 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/ Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ወረቀት ምስክር፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ፣ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ቅዳሕን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ክፍሊት ሒሳብ ዘፈልጠሉ ቅዳሕን ምስ ሰነድ ጨረታ ሐቢሩ ምቅራብ ይግባእ

2 ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ አብቲ ኤጀንሲ ብምክፋል ከብ 14 ጥቅምቲ 2009 ዓም ጀሚሩ ኣብ አጀንሲና ዕዳጋ ቁፅሪ ክፍሊ 410 4ይ ደብሪ ክትወስዱ እትክእሉ

3 ንጨረታ መክብሪ ቢድ ቦንድ ብሲፒኦ ብስም ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን አስሪሕካ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ምትሓዝ የድሊ

4 እቲ ጨረታ 24 ጥቅምቲ 2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶምአብ ዝተረከብሉ አብቲ አጀንሲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ዕደጋን ቁፅሪ ክፍሊ 410 4ይ ደብሪ ይክፈት

5 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402965 ወይድማ 0344414653 ወይድማ ብአካል ብምቅረብ ምሕታት ይከአል

Â

Backs
Tender Category