ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
- ናይ 2008ን 2009ን ዓ ∙ም ኣግባብ ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
- ናይ 2008ን 2009 ን ዓ ∙ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መለለዩ መንነት ወረቀት ምስክር ፣ከፋላይ ግብሪ፣ተወሳኪ እሴት ታክስÂ ከምኡዉን ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓ ∙ም ዲክላራሽን
- ናይዞም ዝተሓበሩ ረቋሕታት መረዳእታ ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርብ ኣለዎ
- ተጫረቲ ዘይምለስ 40 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትንÂ ዞባ ማእከል ክፍሊ ቁፅሪ 36 ምዉሳድ ይከኣል
- ዝተሓዝ መክበሪ ጨረታ ዝሰዓረ ምስተፈለጠ ንዘይሰዓሩ ሽዑንሹዑÂ ዝምለስ 4,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ኣለኩም
- ተጫሪቲ ሰዓርቲ ምካኖም ምስተገለጸፀ ኣብ ዉሽጢÂ 5 ተከታተልቲ መዓልትታት ቀሪቦም ዉዕሊ ክኣስሩ ኣለዎም
- ተጫረቲ መክበሪ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰሮ 10 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ከቅርቡ ኣለዎም
- ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣስርሉÂ ኣብ 10 ተከታተልቲ መዓልትታት ንብረትÂ Â ናብ ክፍሊ ንብረት ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም
- ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 23 መስከረምÂ 2009 ዓ∙ ም ክሳብ 8 ጥቅምቲÂ 2009 ዓ ም ሰዓት 3፡ 30 ናይ ንጉሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓትÂ ኣብቲ ከይዲ ስራሕÂ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓ ∙ም ሰዓተ 4 00 ቅድሚ ቀትሪ እንትከዉን ብተመሳሳሊ ዕለት ድማ ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚÂ ቀትሪ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት
- ቤት ፅሕፈትና Â ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ መስራዝ መሰል ኣለዎ
ንዝበለፀ ሓበሬታÂ 0347754852 ምሕታት ይከኣል
Â
Backs