ኩሓ ሆስፒታል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወደደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 3, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:20.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 3, 2009 06:00 Afternoon
  • Pharmaceutical Products/Medicines/
  • Print
  • Pdf

1 ናይመድሓኒትመቐረብቲትካላትናይዋጋመቐረቢኹም

1 ካብዕለት24/01/2009ዓም - 3/02/2009 ዓ/ም ሰዓት8:00መዕፀዊይኸዉን

2 እቲዕለት3/2/2009ሰዓት 8:30ይክፈት

3 ተወዳደርቲናይትካልኩምንግድፍቃድ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ

4 ቲንናበርዘለዎ

5 ቫትዝተመዝገብኩምዘይምለስፎቶኮፒኣተሓሒዝኩምክተቅርቡግድንይከዉንበዓልዋናአብንግዲፍቃድንፊርማንማህተምንሽምንናይዋጋመቅረቢእንተዘይብሉእቲጨረታተቀባልነትየብሉን

6መግዝኢሰነድዘይምለስ 20 ብር

7መኽበሪጨረታብጥረገንዘብወይም CPO 3000 ብርየትሕዝ

8ዋጋዘቅርቡሰዓራይዝኮነዉዕሊይአስርንእቲንብረትብቅልጡፍከቅርብከምዝግብኦንንፁርምፍላጥየድሊ

9 ብናይባዕልኹምትራንስፖርትናብኩሓሆስፒታልንብረትያዕቱ

10 እቲቢሮዝሐሸመማረፂእንተረኪቡናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

መታሓሐሰቢካብዝአሰረሉዕለትጀሚሩአብዉሽጢ2መዓልቲዉዕልየአስር

ንዝበለፀ ሓበሬታብስልኪቁፅረ 0344420221 /0344420305 /0914486195 ምሕታትይከኣልእዩ

Backs
Tender Category