ቁፅሪ 4058/226/18
ዕለት 08/08/18
ምልኸታ ፕሮፎርማ/ RFQ25
ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል።
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ኦይል ፊሊተር | 90915-YZZD4 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 2 | ፊዉል ፊሊተር | 23390-OL070 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 3 | ዘይት ሞተር ቶታል | 1ይ ደረጃ | ጋሎን | 3 | ||
| 4 | ጋድ ኪት | 04465-OK390 | ሴት | 1 | ||
| 5 | ሹ ት | 04495-OK050 | ሴት | 1 | ||
| 6 | ኤሲ ክሊነር | 87139-58010 | ቁፅሪ | 1 | ||
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 8/8/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 12/8/2018 ዓ/ም ሰዓት9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡00 ይኽፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመኩም ምሃብ ትኽእሉ።
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
ድሕሪት