https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19730

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2018 (9 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 12, 2018 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቁፅሪ 4058/226/18

ዕለት 08/08/18

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ RFQ25

ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል።

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1ኦይል ፊሊተር90915-YZZD4ቁፅሪ1
2ፊዉል ፊሊተር23390-OL070ቁፅሪ1
3ዘይት ሞተር ቶታል1ይ ደረጃጋሎን3
4ጋድ ኪት04465-OK390ሴት1
5ሹ ት04495-OK050ሴት1
6ኤሲ ክሊነር87139-58010ቁፅሪ1

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 8/8/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 12/8/2018 ዓ/ም ሰዓት9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡00 ይኽፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመኩም ምሃብ ትኽእሉ።

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት