ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም
በዚ መሰረት ነቲ ዝድለ ረቁሓታት ተጫረቲ
- በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፍ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰÂ ዘለኩም::
- ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም::
- ቲነ ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::
- ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም::
- ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለራስዩን ዝገበርኩም::
- ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::
- ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000 (ሰለስተ ሺሕ) ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::
- ናይቲ ሽያጥ ዝርዝር ዶኩሜንት ዘይምለስ 50 ብር Â ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርን ቁፅሪ 03 ምዉሳድ ይከአል
- ካብ 24/ 12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ አብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ዓሺግኩ አብ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስንÂ ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይእቱ ::
- ንመሳርሒ ፅሕፈት ጨረታ ዝዕፀወሉ 4 /01 /2009 ዓምሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት
- እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ዘትሓዞ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድባንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ይምለሰሉ::
- እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ እተዘኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸዉን::
- ሰዓራይ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5(ሓሙሽተ መዓልቲ) ተካታተልቲ ዉዕል ዝአስር
- ሰዓራይ ኣብ ዝተገለፀሉ ቀሪቡ ዉዕሊ እንተዘይ አሲሩ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ዝቅፃዕÂ ምኻኑ ::
- ሰዓራይ ንዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ብምሽፋን አብ ወረዳ ሐዉዜን ትልምን ፋይናንስን አጉዒዙ ዘቅርብ::
- ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ እንዕድጎ ንብረት መጠን ፅሕፈት መሳርሒ 20 % ክንዉስክ ክንቅንስ ንክእል ኢና
- ብሰመሰረት ዝእተዉዎ ዉዕሊ ብዝድለ ፅሬት አብ ዝተደለየ ግዜ ንብረት እንተዘይ አቅሪቦም ብዉልቐን እቲ ድርጅትን ተሓተትቲ ከምዝከዉን
- ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ዝግዛእን ንብረት አበቲ ዉዕሊ አሲሩ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ዘረከበሉ ንብረት እንተዘይ አረኪቡ ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀዒዑ እቲ ንብረት ተመሊሱ የረክብ ከሙኡ እዉን 10 ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት ይቅፃዕ
- ዝምላእ ዋጋ ናይቲ ንብረት ኦርጅናል ኮይኑ ብኦርጅናል ገንዘብ ክከዉን አለዎ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0346670078/ 0914138946
Backs