ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ዝዉዕል ጣፍ :መሳርሒ ህንፃ :መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ኤለክትሪክን: አቁሑት ደንቢ ክዳንን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
  3. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  4. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለምÂ ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩምÂ ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  5. 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
  6. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25 /12/ 08 Â ዓ/ም እስካብ Â 5/1/09 ዓ/ምአብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
  7. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/1/09 ዓ/ም ሰዓት 3:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 05 /1/09 ዓ/ም ሰዓተ 4:00 ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
  8. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  9. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ከረክቡ አለዎም
  10. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
  11. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914092966 ይደዉሉ::

Backs
Tender Category