ን2ይ ግዜ ዝወጸ ምስክታ ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertlse france : ናይ ጽሕፈት መሳርሒ ብ ግልጺ ጨረታ ክትዕድግ ትደሊ
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
8. ናይ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
9. ናይ ግብሪ ከሩላይ መፍስደ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝከአስ
10. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
11. ካብ ናይ ባዕና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
12. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ
13. ዝመፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
14. ተጫረቲ ምስ ሰዓሩ ሰርቪስ ዝገበራ አይሱዚ ብምቕራብ አብ ዝተፀዉዕዎ ገስጋስት ክህቡ ምግባር
8. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕስት 13/05/2018 ዓ/ም-15/05/2018 ዓ/ም ይኸውን::
9. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕስት ብተመሳሳሲ ዕስት 15/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት
10. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ
11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደሻት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
12. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሱአ ዴኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ
N.B ንተወሳኪ ሓበሬታ ናይ ማድኣት ዌብ ሳይት ፌስቡክ ፔጅ
Website: https://watigray.org
Facebook link: Tigray-Women-Association-Official