ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንመካይን ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል ምግቢ ኣቅርቦትን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንመካይን ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል ምግቢ ኣቅርቦትን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

በዚ መሰረት

➢ በቲ ዝተጠቐሰ ዘፈር ዓውደ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ( ቫት ተመዝገብትን ናይ ዲክለር መረዳእታ ዘለኩምን ፣ ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ( ናይ ደቐትን ኣናእሽተይን መረዳእታ ዘለኩምን ንሕድሕድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ተቕርቡ/ባ

መኽበሪ ጨረታ 20,000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ለተር ኦፍ ክሬዲት ወይ ብCPO ከትሕዝ ዝክእል/ትክእል

➢ ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሽጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን

ከዕርፉ ይግባእ

➢ ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ ኣብ ኦርጅናል ሰነድ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ ኾይኑ ብጥረ ገንዘብ ዘቕርብ ቅድሚ መክፈቲ ጨረታ ምእካሉ ናይ ኣታዊ ደረሰኝ ዝቖረዕሉ መረዳእታ ኣብ ውሽጢ ሰነድ ጨረታ አእትዩ ክቐርብ ይግባ ካብዚ ወፃኢ ኣብ መኽፈቲ ጨረታ ጥረ ገንዘብ ሒዙ ዝመፅእ ተቐባልነት የብሉን፣

➢ ዋጋ መግዘኢ ሰነድ ጨረታ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00/ ብር ሓደ ምኢቲ ቅርሺ / እዩ

➢ ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 06/5/2018 ጀሚሩ ክሳብ 15/05/2018 ንተኸታተልቲ 10 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕን ፋይናንስ ምምሕዳርን 3ይ ደብሪ እንዳገዛእኹም ምውሳድ ትክኡ/ላ/

➢ ሰነድ ጨረታ ዝምላእ እብናይ ትካልና ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ክኸውን ኣለዎ

➢ እዚ ጨረታ ዕለት 15/05/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓዕዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም

ኣብዘለውሉ ይኸፈት።

➢ ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኽፈት ይኸእል

➢ ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡን ምስ በጀት ተኣሳሰረ ዘጋጥም ክፍተት እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው ኮይኑ እዩ።

➢ ተወሳኪ ሓበሬታ ዝቐርብ ደኩመንቲ ብግልፂ ዝርኣ ክኸውን ኣለዎ።

ራእይ፡ ብኣምሃህባ ግልጋሎት ስሉጥ ግልጋሎት ምሃብ ኣብ ሃገርና ጥንኡ ዝሓለወ - ዜጋ ምፍራይ ተምሳሌት ኮይነ ምርኣይ እዩ ስቑ Œዋና ስራሕ መካየዲ 0910449667 ሜዲካል ዳይሬክተር 0911584632 ፋይናንስ 0914171894

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s