ዕለት 04/05/2018 ዓ/ም
ቑፅሪ ት/ፋ/14 ፕ-ጨ/01
ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 09/2018 ዓ/ም
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ሓላፊት ካብ One Wash በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡ መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ/
1. ናይ ዘመኑ 2018 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣
3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪTIN ዘለኩም፡፡
4. ናይ 2018 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣
5. 3% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።
6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 04/05/2018 ዓ/ም ክሳብ 06/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 07/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት"
8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና በዓል ሙያ ኣይሲቲ ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::
9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።
11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።
| ተ.ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ||||||
| 1 | Tablet | Attach Specification | ብቁፅሪ | 01 | |||
| 2 | Docking Station For Mini Lap Top (External) Flash Disk Converter | 5 In 1 USB-C | ብቁፅሪ | 01 | |||