ተቁ | ዝርዝ ኣቁሑት | መዓቀኒ | በዝሒ | መብርሂ |
1 | ናይ መፃሕፈቲ ሸልፍ/Reading corner Shelf | ቁፅሪ | 1008 | ብስፐስፊኬሽን መሰረት |
2 | ሳፁን ተንቀሳቓሲ/ Movable Storage bin for book bank | ቁፅሪ | 1008 | ብስፐስፊኬሽን መሰረት |
3 | ፍርናሸ/ 190X90/ ቀዳማይ ደረጃ ፎም ሰን | ቁፅሪ | 207 | ዓዲ ዉሽጢ |
4 | መተርኣስ/40X60 | ቁፅሪ | 207 | ዓዲ ዉሽጢ |
5 | ኮቦርታ/160X220/ | ቁፅሪ | 207 | ዓዲ ዉሽጢ |
6 | ኣንሶላ/156x230/ | ቁፅሪ | 207 | ዓዲ ዉሽጢ |
Â
በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንፈርኒቸር 30,000.00 ንፍርናሽን መተርአስን 5000.00 ንኮበርታን ኣንሶላን 3000.00 ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንፈርኒቸር 100 (ሓደ ሚኢቲ ብር) ንፍርናሽን :መተርኣስ : ኮበርታን ኣንሶላን 30 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 17 ነሓሰ 2008 ዓ/ም ክሳብ 2 ጳጉሜን 2008 ዓ/ም ስዓት 8:30Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ 2 ጳጉሜን 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;
Backs