ተቁ | ዝርዝ ዝሕተም | መዓቀኒ | በዝሒ | ዓቐን |
3 | ሕተመት ላሚኔትድ ኣልፋ ቤት /ብስፐስፊኬሽን መሰረት/ | ቁፅረ | 63950 | 8.27 X11.69 |
Â
በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተፈለጠ ኣብ ዝሐፀረ መዓልቲ ከእቱ ዝክእል
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 100 (ሓደ ሚኢቲ ብር) ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 18 ነሓሰ 2008 ዓ/ም ክሳብ 2 ጳጉሜን 2008 ዓ/ም ስዓት 8:30Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ 2 ጳጉሜን 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;
Backs