ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሐፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ናይ ሐበር ዒላ ማንዋል ድሪሊንግ ኣብ ህንፀት ማይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ንዝተዋፈረሑ ሕጋያን ነጋዶ ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  1. ተን ሐባር ዒላን ማንዋል ድሪሊንግን ስራሕተን አበይ ከምዝሰርሓን ንስራሕ ዘድሊ በዝሒ መዓልትን ነዚ መዋዳደሪ ረቆሒ ካም ዝስዕብ ተዘርዚሩ አሎ
  2. ዓይነት ሰራሕ ማለት እዉን ስትራክቸር ቁፅሪ ሐደ ሓባር ዒላ ዝርከበሉ ጣብያ ማይ ጥምቀት ዝረከበሉ ቁሽተ ዝተፈላለዩ ቁሸት ዝረከበሉ ፍሉ ቦታ ዝተፈላለዩ ቦታ በዝሒ ዓሰርተ ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 80 መዓልቲታት ፍልፍል በጀት FSRP
  3. ቁፅሪ ክልተ ሐባር ዒላ ዝረከበሉ ጣብያ ሰመማ ዝርከበሉ ቁሽተ ዝተፈላለዩ ቁሸታት ዝርከበሉ ፍሉ ቦታ ዝተፈላለዩ ቦታ በዝሒ 10 ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 80 መዓልቲታት መዓልቲታት ፍልፍል በጀት FSRP
  4. ሳልሳይ ሓባር ዒላ ዝረከበሉ ጣብያ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከበሉ ቁሽተ ዝተፈላለዩ ቁሸታት ዝርከበሉ ፍሉ ቦታ ዝተፈላለዩ ቦታ በዝሒ 5 ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 80 መዓልቲታት መዓልቲታት ፍልፍል በጀት FSRP ክተወዳደሩ እትደልዩ ብናይ ህንፀት ኮንስተራክሽን ስራሕቲ ደረጃ 4 ልዕሊኡን ዘለኩም ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ዘለኩም ደረጃም ዘለዎም ከቅረቡ ዝክእሉን
  5. ቴክናል መለክዒታት ናይ ሓባር ዒላ ማለት እዉን ልምዓት መስኖ ነቲ ህንፀት ማይ ዘሳለጡ ሓይሊ ሰብ ዝምልክት ፕሮጀክት ማናጀር ሐደ ሳይት ማናጀር ሐደ ፎርማን ክልተ ምስናይ ትምህርቲ መረዳእታ ዝተሐደሰ ናይ ብቅዓት ሞያ ሰርትፊኬት ሕጋዊ ዉዕሊ ምስኮንትራክተር ዉዕልን መርዖን ዉይድማ ኣብ ፍቃድ ዋሃቢ ኣካለ ዝፀደቀ ናይ 2017 ዓም ወይድማ ናይ 2018 ዓም ዉዕሊ ዝአስረሉ ከቅርብ ዝክእል
  6. ቴክኒካል ዓቅምን ልምዲ ስራሕን ናይ ኮንትራክተር ኣብ ዝሐለፈ 7 ዓመታት ካብ 2011 ክሳብ 2017 ዓም ብኮንትራክት ወይድማ ብከፊል ኮንትራክት ኣብ ናይ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ እንተናአሰ ኣርባዕተ ፕሮጀክት ነንሕድሕዶም እንተናአሰ ብር ኣርባዕተ ሚልዩን ዉዕሊ ኣሲሩ ብፅሬት ሰሪሑ ከምዝረከበ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  7. ንህንፀት ማይ ዘድሊ መሳለጢ ናዉቲ ነቲ ስራሕ ገልባጭ መኪናን እንተናአሰ 8 ሚትር ከዩቢክ ክትፅዕን እትክእል ኤክሳካቫተር ምስጃክሃመር ክሳብ 10 ሚትር ጥልቀት ክትኩዕት እትክእል ሰርቪስ መኪና ማለት እወን ፒካፕ ከቅርብ ዝክእል ናይ ባዕሉ እንኮይና ሌብሬ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል ክራያ እንተኮይና ድማ ዉዕሊ ናይ 2018 ዓም ምስ ናይ ባዕል ዋና ሊብሬ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  8. ኮንኪሪት ሚከስር ክሪክ ቫይቭሬተር ደግዳጊት ናይ ኢድ ማላት እዉን ሃንድ ኮምፓክተር ኣርባዕተ ማይ መምጠጢት ሞተር መላት እዉን ዲ ዋተሪንግ ፓምፕ ክሳብ 8 ሚትሮ ጥልቀት ንምምጣጥ ዘክእል ንዉሓት ገሮሮ ዘለዎን ናይ ባዕሉ እንተኮይና ዋንነት ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል ክራያ እንተኮይና ድማ ዉዕሊ ናይ 2018 ዓም ምስ ናይ ባዕል ዋና ደረሰኝ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  9. ፋይናንሻዉ መለክዒታት ዓቅሚ ተጫራታይ ተጫራቲ ነቲ ስራሕ መጀመሪ ዝኮን እንተናአሰ ብር 3.6 ሚልዩን ቅድም ጨረታ ምክፋቱ 5 መዓልቲ አብ ሒሳቡ ከምዝነበሮ ካብ ሕጋዊ ባንኪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ወይድማ ነዚ ተመጣጣኒ ዝኮነ ልቃሕ ክረክብ ከምዝክእል ካብ ባንኪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  10. ኣብ ዝሐለፈ ሐደ ዓመት ማለት እዉን 2017 ዓም ጠቅላላ ምንቅስቃስ ናይ ባንኪ ልዕሊ 10 ሚልዩን ብር ከምዝንቀሳቀሰ ካብ ባንኪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  11. ክቅርቡ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ናይ ንግዲ ፍቃድ ከማልእዎ ዝግባእን ብማይ ተንከፍ ኮንስትራክን ናይ 2017 ዓም ወይድማ ናይ 2018 ዓም ናይ 2018 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ከቅርብ ዝክእልን
  12. ናይ 2017 ዓም ወይድማ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ብማይ ተንከፍ ከቅርብ ዝክእል
  13. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
  14. ቫት ማለት እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ክተቅረቡ እትክእሉ
  15. ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ወይ ጥቅምቲ 2018 ዓም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል
  16. ናይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
  17. ናይ 2017 ዓም ወይ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምስክረ ወረቀት ከቅርብ ዝክእል ወይ ኣብ ዕድጋ ምምሕዳርን ንብረትን ኣብ ዘዳለዎ መርበበ ሓበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  18. ተወሳኪ ሐበሬታ ተወዳዳራይ ቴክኒካል ሰነድ ከማልእ አለዎ ቴክኒካል መዓቀኒታት ሙሉእ ብሙሉእ ዘማለአን ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአን ሰዓራይ ይከዉን
  19. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 ተከታታሊ መዓልቲታት ይከዉን
  20. ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳርን ቁፅሪ 17 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ብር እናከፈልኩም ካብ ዕለት 1/4/2018 ዓም ክስብ 9/4/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክተወስዱ ከምትክእሉ
  21. ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሳንዱቅ 10/4/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ይኩን ዳምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
  22. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  23. ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s