ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎም ትካላት ፅገና ውሃብቲ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎም ትካላት ፅገና ውሃብቲ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡

2. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

3. ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

4. ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተውሃበ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ፡፡ 5.ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ዝኾንኩም፡፡

6. ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ብር 5,000.00 ክተትሕዙ እትክእሉ።

7. ተጫራታይ ዘቕርብዎ ዋጋ ብንፁር ኣብ ናይ ትካል ዘውፀኡ ሰነድ ክኸውን ኣለዎ።

8. ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብምዕሻግ ንጨረታ ሰነድ ምእተዊ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ቕድሚ ጨረታ መዕፀዊ ስዓት ምብፅሑ ኣታዊ ይገብሩ፡፡

9. ዝርዝር ናይ ዕገና ስራሕቲ ዝሓዘ ሰነድ ብዓል 10 ገፅ ምስዚ መፀዋዕታ ተተሓሒዙ ተላኢኹልኩም ኣሎ፡፡

10. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 27/03/2018 ክሳብ 09/04/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡

11. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቱ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914752718 ዓዲ ሓቂ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ይሓ ህንፃ 4ይ ደብሪ ምርካብ ይካአል እዩ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s