ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ሕዳር 2017 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕደግ ይደሊ'
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓዴስኩም'
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፡
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕደም
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ናይ መኪና ጎማ | 215/60R17 | Pes | 05 | ||
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 9/3/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 11/3/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ
ሰዓት10፡30 ተዓዕዩ ዕለት 12/3/2018 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝኽእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕለ የገልግል።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
ድሕሪት