1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2008/9 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :ቲን /TIN/ : መቅረባይ ሰርተፊኬት : VAT ተመዝገብቲን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረትን ምም/ር ካብ 9/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ንፅሕፈት መሰርሒ 20,000 ብር : ንፅሬት ኣቁሑት 3000 ብር: ንኤሌክትሮኒክስ 15,000 : ንሕትመት 5000 ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/12/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 24/12 /2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ/ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ/ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 ኣድራሻና ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ 34 Â
8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 408757 /0344408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::
Backs