ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | እስክሪቢቶ ሰማያዊ ባዓል 50 ዝሕዝ | ብሳምፕል | ፓከት | 24 | ||
| 2 | ፕሪንተር ወረቀት A4 size 80G 500 ሽት | ብሳምፕል | ደስጣ | 60 | ||
| 3 | እስክሪብቶ ፀሊም ባዓል 50 ዝሕዝ | ሳምፕል | ፓኬት | 05 | ||
| 4 | እስክሪብቶ ቀይሕ ባዓል 50 ዝሕዝ | ሳምፕል | ፓኬት | 01 | ||
| 5 | ፍለሽ ሚሞሪ ፓንተም | 64 ጂቢ ሳምፕል | ቁፅሪ | 20 | ||
| 6 | ፕሪንተር ቀለም | 17A | ቁፅሪ | 03 | ||
| 7 | ፕሪንተር ቀለም | 151A | ቁፅሪ | 10 | ||
| 8 | ፕሪንተር ቀለም | 05A | ቁፅሪ | 10 | ||
| 9 | ጉሓፍ መጠራቀሚ | ፕላስቲክ | ቁፅሪ | 3 | ||
| 10 | ፕሪንተር ቀለም | 26A | ቁፅሪ | 2 | ||
እንክተሎም መምርሒ-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 2/3 2018 ዓ/ም - ዕለት 4/3/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 10፡30 ተዓዕዩ ዕለት 5/3/2018 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዲመኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒፁ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል
ድሕሪት