ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ መሬትን ማዓድንን ክልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብብሮፎርማ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ ሰለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ መስፈርቲ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዘርዝር | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Net work hub | 8 port dde link | ቁፅሪ | 01 | ||
| 2 | Engineering scale ስኬል | ቁፅሪ | 20 | |||
| 3 | ናይ ፈልድ ቦርሳ | The north face - ፀሊም | ቁፅሪ | 12 | ||
| 4 | እስከርቢቶ ፀሊም | ፓኬት | 7 | |||
| 5 | እስክርቢቶ ሰማያዊ | ፓኬት | 8 | |||
| 6 | እርሳስ | ፓኬት | 5 | |||
| 7 | ናየ እርሳስ መደምሰሲ | ፓኬት | 20 | |||
| 8 | አቃፊ ብዓል ብረት ኬንት | ፓኬት | 250 | |||
| 9 | ባዓል 50 ሜትር tap | ፓኬት | 12 |
1. በቲ ዘርፍ 2017 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝሓለ
2. መቅረባይነት ከቅርብ ፣ TIN ከቅርብ ዝክእል
3. ተጫራታይ እሸናፊ ምስ ኮነ ደብዳቤ ምስተሓፈሉ አብ ውሽጢ ሰለስተ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ከረክብ ዝክእል
4. እቲ ጨረታ ዋጋ ሸውዓት ማዓልቲ ፀንዑ ይፀንሕ
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
6. እዚ ፕሮፎርማ አብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ መሬት ማእድን ከልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን ምም/ር ቢሮ ቁፅረ 228 ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈረማን ብምግባር ብዝዓሸነ ፓስታ ኣታዊ ክትገብሩ ትክኢሉ፡
7. ቢሮ ና ዝሐሸ አመራፂ እንተረኪቡ ብከፋል ይኩን ብሙሉእ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
8. እዚ ፕሮፈርማ ካብ ዕለት 25/02/2017 ክሳብ ዕለት ዕለት 27/02/2018 አብ አየር ይፀንሕ አ ዕለት 28/02/2018 ዓ/ ም ሳዓት 4:00 ይከፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብሰልኪ ዕረ0342405423 ምሕታት ይከአል
ድሕሪት