ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንተጠቀምቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ተኽላ መኸሊ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ዉዕሊ ክአስርን ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::
5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከኣል፡፡
7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2018 ዓ/ም - 14/02/2018 ዓ/ም ይኸውን::
8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 14/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርበ
10. ተጫራታይ ፅሬቱ ዝሓለወ አስቤዛ ከቕርብ ከረክብ ከምዘለዎን ዝኾነ ብልሽት እንተሃልይዎ ድማ መሊሱ ጥዑይ ከቕርበልና ዝኽእል
11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
ድሕሪት