1 ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ 14/2/2018ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ክትወስዱ ትክእሉ
2 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ከቅርብ ዝክእል
3 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም
5 ናይ ወርሒ ሐምለ 2017 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቀርቡ እትክእሉ
6 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ 5000 ክትሕዝ ዝክእል
7 ተጫረቲ እቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ ኣብ ዝተዳለወ መቅረቢ ቅጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምእሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዚ ኣብቲ ቢሮ ኮምፐሊክስ ህንፃ ራብዓይ ብሎክ ራብዓይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ
8 ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል
9 እቲ ጨረታ 14/2/2018ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 14/2/2018ዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
10 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ
11 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
12 እቲ ቤት ዕዩ ሰዓራይ ጨረታ ኣብ ዝመርፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሐ ወይ አገልጋልት ዓቀን ወይ ዋጋ ክምድልየቱ ካብ ነብሰወከፈ ነፀላ ኣቅሐ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ መሰል አለዎ
13 ኣብቲ እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን
14 መብርሂ ነብሰወከፈ ናይ መወዳደሪ ደኩምንት ንፁር ኮይኑ ክቀርብ አለዎ
15 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410504
ድሕሪት