ካብዚ ስዒብና እንገልፆም አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሎት 1 መኪና ፅገና

ሎት 2 ግልጋሎት ቅዳሕ ማለት እዉን ፎቶ ኮፒ

ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ኣብ ናይ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ

ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 ባንኪ ንግዲ ኢትዮዽያ ኣታዊ ገይርኩም ቅብሊት ሒዝኩም ብምቅራብÂ ካብ ዕደጋ ንኡስ ስራሕ ቢሮና ካብ 26 ሓምለ 2008 ዓም ጀሚሩ ዓዲግኩም ክትወስዱ ትክእሉ

እቲ ጨረታ ዕለት 12 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ኣብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ይክፈት

ተጫረቲ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ እሴት ተወሳኪ ታክስ ቅዳሕን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ሓቢሮ ከቅርብ አለዎ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ አማራፂ እንተረኪቡ ድማ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ም
ስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

0344403663 ደዊልካ ወይድማ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s