1 ናይዚ ዘመን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታን ከምእዉን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ናይ ሕሉፍ ወርሒ ቫት ዲክለሪ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅረቡ ይግባእ
3 መከበሪ ጨረታ 20000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
4 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ዋናን ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ ስቶት ሲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይከኣል
5 እቲ ጨረታ 7/2/2018 ዓም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 24/2/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት
9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ስፐስፊኬሽን ከቅርብ አለዎ
10 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣታዊ ይገብር
11 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት
12 ሰዓራይ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዐለት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ይግባእ
13 ዝተደለዉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር ሲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
13 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715
ድሕሪት