ምልክታ ጨረታ ቁርፅራፅ ሓፂን
ዋኒኑ፣ ቁርፅራፅ ሓፂንን ዘገልገለ ስባር ዊልቸር ኣጫሪትካ ምሻጥ ይምልከት
ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዓበይትን ቁርፅራፅ ሓፂንን ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ስባር ዊልቸር ኣሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ኣካላት ንምዕዳግን ንምውድዳር ድልየት ዘለኩም መፂእኹም ብኣካል ዜርኩም ብምርኣይ ብቲ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ዕለት ተሳተፍቲ ክትኮኑ ይዕድም።
ክማልኡን ክፍለጥ ዘለዎ
1- ዝሽየጥ ሓፂን ብኪሎ ስለዝኾነ ተጫረቲ ዘእትዉዎ 'ናይ ሓደ ኪሎ ክኾን ኣለዎ
2- ዝስዓረ ተራቲ ሚዛን ባዕሉ የምፅእ
3- ዘምፀኦ ሚዛን ጥዑይ ክኾን ይግባእ
4- ናይ ጨረታ መትሓዚ 3000.00 ብር ክትሕዝ ኣለዎ
5- ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኹን ብኸ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻ
ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስ ጎኒ ኦሜግረሽን ቤት ፅሕፈት
ፊትንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ ጨረታ
ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ
-ካብ ዕለት 07/02/2018- 11/02/2018 ዓ/ም ዘሎ ግዜ እዩ
ናይ ጨረታ ዕለት
12/02/2018 ዓ/ም ስዓት 3ተ ናይ ንጉሆ
ድሕሪት