ብጨረታ ዝዕደግ ዝርዝር ንብረት
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዓይነት ጨርቂ | ሕብሪ ጨርቂ | ዓይነት ስፌትን ናይ ትካል አርማን | መዓቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ጋወን | ተትሮን | ዉሃ ስማያዊ | ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት | ብንፅል | 102 | Â | Â | Â |
2 | ጃኬት ምስ ስረ | ተትሮን | ዉሃ ስማያዊ | ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት | ብንፅል | 68 | Â | Â | Â |
3 | ጀኬት ምስ ስረ ቴትሮን ዝዓይነቱ | ተትሮን | ዉሃ ስማያዊ | ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት | ፅምዲ | 176 | Â | Â | Â |
4 | ጀኬት ምስ ስረ ካኪ ዝዓይነቱ | ካኪ | ብሉ ከለር | ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት | ፅምዲ | 120 | Â | Â | Â |
5 | ናይ ዋርዲያ ሙሉእ ክዳን ጁባን ስረን | ተትሮን | ዉሃ ስማያዊ | ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት | ፅምዲ | 38 | Â | Â | Â |
6 | ቆቢዕ ካብ ቴትሮን ጨረቂ ዝስራሕ | ተትሮን | ዉሃ ስማያዊ | ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት | ብንፅል | 20 | Â | Â | Â |
7 | ኮት ምስ ጉርዲ | ተትሮን | ዉሃ ስማያዊ | ትካልና ብዘቅርቦ ሳምፕል መሰረት | ፅምዲ | 2 | Â | Â | Â |
 | ድምር |  |  |  |  |  |  |  |  |
 | ቫት |  |  |  |  |  |  |  |  |
 | ጠቅላላ ድምር |  |  |  |  |  |  |  |  |
Â
1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድን ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ተወዳደርቲ ናይ ዘቅርብዎ ዓይነት ጨረቂ (ብራንድ) ጠቂሶም ከቅርቡ አለዎም
3 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይም ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
4 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:30 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 19/11/2008 ዓም ጀሚሩ ናብ ትከልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ
5 ተጫረትቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 19/11/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/ /12/2008 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 10/12/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝረከብ ናይ ስልጠና ኣደረራሽ ይክፈት
7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344408544/ 0344400072 ደዊልካ ምሕታት ይከአልÂ
Backs