ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፔጆ ኣዉቶሞቢል መኪና ሞዴል 2008 መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
| ተ.ቑ | ዝርዝር ኣቑሑት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ፔጆ ጎማ መኪና | 205/55/R16 | ቁፅሪ | 02 |
ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፦
1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።
2. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።
3. ኩሉ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ።
4. ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቐይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን።
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ስለዘገልገል እቲ ንብረት ኣብ ኢዶም ምህላዉ ኣረጋጊፆም ይምልኡ።
6. ናይዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮ/ል/ፓ/ኢ/ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ካብ ዕለት 03/02/2018 ዓ.ም እስካብ ዕለት 05 /02/2018 ዓ.ም ምውሳድ ትኽእሉ።
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/ 02/ 2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኸፈት ።
8. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን።
9. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኸእል።
10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417506 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።
h.0342-415775/0342-417679/0342-417839/0342-418318
ፋክስ 03 42-416229
ድሕሪት