ትካልና ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦን ካልኦትን ካሊእ ሐለዋ ዘድልዩ ናይ ሐለዋ ስራሕቲ በቅዓት ዘለዎም ናይ ሲክሪቱ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣእሲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ሓለዋ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2016 ወይ2017 ዓም በቲ ሞያ ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ሐለዋ ስራሕ ካብ ፖሊስ ፊደራል ዝተዉሃበ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

3 ዘተኣማምንሙሉእ ዉሕስና ዘለዎ አወዳድባ ንኣብነት በቲ ሞያ ልምዲ ዘለዎም ሰራሕተኛታት አሰራርሓን ዘለዎም ፋይናንሳዊ ዓቅሞም ድልዱል ዝኮነ እንተናአሰ ሳላሳ ሚልዩን ናይ ባንኪ ምንቅስቃስ ትራዛክሽን ከቅርብ ዝክእል

4 ንስራሕ ዘድልዩ ተሽከርከርቲ ፒክኣፕ ሬድዩ ርክብ መፈተሽን ዘመናዊ ዝተማለአ መሳርሕን ዘለዎም

5 ካብቲ ቁፃር ናይ ሐለዋ ኣባል 50 ሚእታዊ ብረት ዘለዎም

6 ቅድሚ ሕዚ ዝሰርሐሎም ትካላት መሰረታዊ ዝኮነ ፀገም ዘይኣጋጠሞም ምካኑ ናይ ምስጋና ድጋፍ ወረቀት ወየድማ ደብዳቤ ካብ ሐደ ክሳብ ሓሙሽተ ዝተጠቀሱ ትካላት ከቅርብ ዝክእል

7 ንዝቆፅሮም ናይ ሓለዋ ኣባላቱ ናይ ትካሊ ኣርማ ዘለዎምን ክዳን ጫማን ከማላእ ዝክእል

8 ንሐደ ሰራሕተኛ ኣብ 24 ሰዓት ሸሞንተ ሰዓት ጥራሕ ክሰርሕ ክስማማዕ ዝክእል

9 ዝቆፅሮም ሰራሕተኛታት በዝሒ ሐለዋ ብፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝዉሰን ኮይኑ ስም ዝርዝሮም ድማ ንመሰቦ ክፍልጥ ዝክእል

10 እቶም ዘቅርቦም ሰራሕተኛታት መለለይ መንነት ዘለዎም ክኮኑ አለዎም

11 ዝቆፅሮም ናይ ሐለዋ ኣባላት ዕድምኦም ካብ 18 ክሳብ 50 ዝኮኑ ክቆፅር ዝክእል

12 እቲ ሕዚ ዘሎ ናይ ናይ ናብራ ኩነታት ኣብ ግምት ዘእተዉ እንተናአሰ ዝተሐተ ናይ መንግስቲ ስኬል ወይድማ ደረጃ ማሃያ ክከፍል ዝክእል

13 ናይ ጨረታ ዉሕስና ብር 10000 ብስፒኦ ወይድማ ብካሽ ከትሕዝ ዝክእል

14 ሰነድ ጨረታ ዘምልስ ብር 500 ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

15 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 6/10/2025 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ልክዕ 4:30

16 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348400362 0344405806

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s