1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም : ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነተ ሰርተፊኬት : መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ናይ ወርሒ ጉንበት 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ
2 ዝተዳለወ ዝርዝር መዓቀኒታት ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ 20/12/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 5/13/2017 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል ኣብ ነብሰ ወከፍ ሰነድ ናይ ትካልኩም ክቢ ማህተም ክዓርፎ ይግባእ
3 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ኣማሊኡ ዘይተወ ተጫራታይ ድሓር ዝፀምእ ዝኮነ ይኩን ሰነድ ዘይንቅበል ምኮና ክፈልጡ ይግባእ
5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/13/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዎ ይክፈት
6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል
7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ሰዓራይ ትካል ኦርደር ምስወሰደ ኣብ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ስፒኦ ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ቢሮ በቲ ዝርዝር መምርሒ መሰረት ኣታዊ ዝገብር
ናይ ጨረታ መክፈተን መዓፀዉን በዓል እንተዉዒሊ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914720632 0914032454 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት