ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ!
ወርሒ ነሓሰ 2017
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | በዝሒ መዓልቲ | በዝሒ መኪና | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ናይ መኪና ክራይ፤ ግልጋሎት | • ሞዴል - ማርክ 2 ፤ ➢ ድሕሪ 2011 ኣ/ፈ ዝተመረተት፤ ➢ መድሕን ውሕስና ኢንሹራንስ ዘለዋ፤ ➢ ሊብሬ ዘለዋ፤ ➢ መናፈሲ( AC) ዘለዋ፤ ➢ ነዳዲን ካልኢት ወፃኢታት ብመቕረባይ ይሸፈን ፤ ➢ 5ተ በሪ ማዕፆ ዝሰርሕ ፤ ➢ ልዕሊ 6ተ ሰብ ዝትፅእን፤ ➢ ኣብ ትግራይ ዘለዋ ወረዳታት ክሳብ ጣብያ ተዋፊራ ትሰርሕ፡፡ | 30 መዓልቲ | 01 | ||
➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ᎓᎓ ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/12/ 2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/12/2017 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 20/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቁፅሪ 42 ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእለ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7' ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት