ምልክታ ግልፂ ጨረታ
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ንመ/ሆ. 11 ለካቲት ናይ ኦክስጅን ጋዝ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተዳለዉ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም ።ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ ቲን/TI/ ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ።
1. ናይ ኦክስጅን ንጋዝን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን
2. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ
3. ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ CPO 5000 ኣብ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ
4. ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00/ሓደ ሚኢቲ ብር እዩ
5. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 30/11/2017 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 15 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 53 እንዳገዛእኹም ምውሳድ ይከኣል
6.እዚ ጨረታ ዕለት 21/12/2017 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኽፈት
7. ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኽእል
8. መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ
9. ዝሰዓረ ተጫራቲ ኣብ 3ተ መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕል ክኣስር _ ይግባእ
ድሕሪት