1በቲ ዘፈር ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: Â ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ: ቲን ነምበር: Â ዝተሐደሰ Â ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም
2 መክብሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይዉን ብድሕሪቱ ናይ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ ቼክ ከትሕዙ Â አለዎ
3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 3+ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብድሕሪቱ ናይ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ Â ቼክ ከትሕዝ አለዎም
4 ሳዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረ ጀሚሩ ብዉዕሊ መሰረት ኣታዊ ክገብር ዝክእል
5 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ
6 ናይ ጨረታ ዉዕሊ በቢ 6 ወርሒ ዝሕደስን ወድዓዊ ዝኮነ ምክንያት እንትህሉ ድማ ዕዳጋ ፅንዓት ብምክያድ ናይ ዋጋ ምምሕያሽ ምግባር ከምዝከኣል
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 15/10 /2008 ዓ/ም ክሳብ 30/10/ 2008 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ
6 እቲ ጨረታ ዕለት 1/11/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:45 ድሕሪ Â ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት
7 ትካልና ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል
8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 ንትወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 47 74 10 00 ምሕታት ይክእሉ
Backs