ትካልና ፍረ ስዉአት ኢንዳስትርያል ሓ /ዝ/ዉ /ማሕበር ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ የድሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 14, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሰነ 20, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:2000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሰነ 20, 2008 06:00 Afternoon
  • Wood and Wood Work/
  • Print
  • Pdf
  • ብምካኑ ድማ እዞም ንብረታት ንምዕዳግ ድሌት ዘለኩም ኣብዚ ናይ ዋጋ መምልኢ ጨረታ ሰነድ ክሰብ ዕለት 20 /10 /2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት እቲ ንብረት መፂእኩም ብኣካል ብምርኣይን ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድን እቲ ጨረታ ሰነድ እናመፃእኩም ጥቓ ቢሮ ማይ ሃፍቲ አብ ዝርከብ ትካልና ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ንሕብር

1 ተጫረቲ አብ እዋን ጨረታ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ ወይም ብካሽ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ/ ከይሕዙ አለዎም

2 ትካልና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

3 እቲ ጨረታ ሰኒ ዕለት 20/10/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት 20/10/2008 ዓም ሰዓት 4:30 ይኽፈት

4 ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተሐበረሉ ጀሚሩ ግቡእ ክፍሊት ፈፂሙ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ንብረት ከልዕል አለዎ

Backs
Tender Category