ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ አብ 2007 ኣሶሳ ንዝኸበር መዓልቲ ብሄርን ብሄረሰባትን ካብ ክልልና ንዝኸዱ ተሳተፍቲ መጎዓዝያ ዝኸዉን 50 ሰባት ትሕዝ ቀዳማይ ደረጃ ኣዉቶብስ ስለዝደሊ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ  ጨረታ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ  አብ 2007 ኣሶሳ ንዝኸበር መዓልቲ  ብሄርን  ብሄረሰባትን ካብ ክልልና  ንዝኸዱ  ተሳተፍቲ  መጎዓዝያ ዝኸዉን 50  ሰባት ትሕዝ  ቀዳማይ  ደረጃ  ኣዉቶብስ ስለዝደሊ  በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕም::

ነዚ ዝስዕብ ረቆሓታት  እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1   ተጫረቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ  ኣለዎም::
2  ተጫረቲ   ኢንሹራንስ  ዝአተዉ   አለዎም::
ተጫረቲ  ኢንሹራንስ  ዝአተዉ  ክኾኑ  አለዎም::
3  ተጫረቲ  ዝርዝር   ናይቲ ጉዕዞ  ካብ ኤጀንስና  ክፍሊ   ዕዳጋ  ቢሮ ቁፅሪ  110  ካብ  ዕለት  2802  07 ዓም  ጀሚሩ  ምዉሳድ  ይካአል::
4  እቲ ጨረታ  ዕለት 28 /02 /07 ተጀሚሩ   ዕለት 18/03/07 ሰዓት 9:00  ናይ  ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ::
5  ጨረታ ዕለት 18/03/07 ዓ/ም  ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ  ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ  109 ይኽፈት::
6   ነቲ  መካይን  አብ  ዉሽጢ  2 መዓልቲ ዘቅርብ
7  ቢሮና  ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን  ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
8  ኣድራሻና  ከበቢ ጥዕና  ጣብያ  መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ  ህንፃ አብርሃም ደስታ  ቀደማይ ደብሪ::
9  ንተወሳኪ  ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177  ደዊልክ መብርሂ ምሕታት  ይከኣል::
10  ናይ  ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን  በዓል እንትዊሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s