ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረት _ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ንብረታት ማለት እውን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርትን ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቕሑት ፈርንቸር ኣቁሑትን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለይ::

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ዝውገድ ንብረት

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረት _ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ንብረታት ማለት እውን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርትን ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቕሑት ፈርንቸር ኣቁሑትን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለይ::

ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1. ተጫረቲ እቲ ዝውገድ ንብረት ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ

ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ዝኸኣል ምዃኑ፡፡

2. ተጫረቲ ናይቲ ዝውገድ ንብረት ዋጋ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ

ተወዳዳራይ ሽም፡ ክታምን ኣድራሻን ከስፍሩ ኣለዎም፡፡

3. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝውገድ ንብረት ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕደጋን ንብረት ምም/ርን ጉጅለ ንብረት ምምሕዳርን ምልኸታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምውሳድ ይካኣል፡፡

4. ናይ ጨረታ መኽበሪ /ሲፒኦ/ ወይ ብዝተፈለጠ ባንክ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ብር 6700 /ሽዱሽተ ሽሕን ሽውዓተ ሚእትን / ክትሕዝ ዝኽእል/ትኽእል፡፡

5. እቲ ምልክታ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 23/10/2017 ዓ/ም ክሳብ 07/11/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝዕንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 08/11/2017 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ስዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 08/11/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ቅድሚ ስዓት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕደጋን ንብረት ምም/ርን ጉጅለ ንብረት ምምሕዳር ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ዝኽፈት ኮይኑ እንተዘይተረኪቦም ግን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይክልከልን፡፡

6. ተጫረታይ ስዓራይ ምኳኑ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይቲ ዝወገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ክወስድ ዝኽእል፡፡

7. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

8. ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነ ይኩን ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 24 20 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይኸኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s