ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ዘገልገሉ ንብረት 1ይ ዙር ከወግድ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ሰነ 11, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሰነ 23, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: ኣግበ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሰነ 23, 2008 06:00 Afternoon
  • Wood and Wood Work/
  • Print
  • Pdf
  • ምድብ 1ናይ ስንቂ
  • ምድብ 2 ናይ ኮንስትራክሽን
  • ምድብ 3 ናይ ኤለክትሮኒክስ
  • ምድብ 4 ናይ ኤለክትሪክ
  • ምድብ 5 መሳርሕታት ፅሕፈት
  • ምድብ 6 አቁሑት ምግቢ
  • ምድብ 7 አቁሑት ማይ
  • ምድብ 8 እንስሳትንÂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ደ/ከ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ንናይ ስነቂ 50 ቅርሺ ን ኮንስትራክሽን ንኤለክትሮኒክስ ንኤለክትሪክ ንመሳርሕታት ፅሕፈት ንአቁሑት ምግቢ ንአቁሑት ማይ ንነፍስወከፎም 20 ንእንስሳት ድማ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ካብ 10/10/ 2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/10/ 2008 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ክትወስዱ ትክእሉ

2 ተጫራታይ ነቲ ዝዉገድ ንብረት ብአካል ክርእ ይክእል እዩ

 3 መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብጥረ ገንዘብን ካብ ንናይ ስንቂ 5000 ቅርሺ ን ኮንስትራክሽን ንኤለክትሮኒክስ ንኤለክትሪክ ንመሳርሕታት ፅሕፈት ንአቁሑት ምግቢ ንአቁሑት ማይ ከምኡወን ንእንስሳት ንነፍስከፎም2000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 23/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ክፈተሉ ዕለት ድማ ኣብቲ ዕለት ንሱ ኮይኑ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ኣብ ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ደ/ከ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ይክፈት

5 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ድሕሪ 3 ናይ ቅሬታ መዓልቲ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ሙሉእ ሒሳቦም ከፊሎም ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልትታት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዝን መዉረድን መደየብን የልዕሉ እንተዘይአልዒሎም ዘትሓዝዎ ገንዘግ አወታዊ ኮይኑ ንብረት ብድጋሚ ይጫረት

6 ጨረታና 20% ክዉስክን ክቅንስን እዩ

 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0948536208 /0914591108/ 0914290593 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

Backs
Tender Category