ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት እንሃባ ፀኒሐን አሪገን ካብ ግልጋሎት ወፃኢ ኮይነ ዝርከባ ተሽከርከርቲ መኪና : ሞተር ሳይክለት : ካልኦት ዝተፈላለየ ቀወምቲ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

1 እዚ ጨረታ ዝርከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት አብ ከይዲ ስራሕ  ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ብምቅራብ ዝተዳለወ ሰነድ መዓቀኒ ንምዕድጋ መካይን ሞትር ሳይክል 200 ቅርሺ :ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቅሑት 50 ቅርሺ ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

2 ዝሽየጡ ንብረታት ኩሎም ተሽከርከርቲ ይኩን ቀወምቲ ንብረት ንብሰወከፎም ክሪኢ ዝደሊ ተጫራቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 20/10/2017 ዓም ክሳብ 25/10/2017 ዓም ብኣካል እንዳመፃእኩም ዝሽየጡ ንብረታት ተሽከርከርቲ መኪና : ሞተር ሳይክለት : ካልኦት ዝተፈላለየ ቀወምቲ ንብረታት ምርኣይ ከምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ

3 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ 11/10/2017 ዓም ክሳብ 25/10/2017 ዓም ኮይኑ ክሳብ 1130 ኣጋማሽተ ሰነድ ጨረታ ተሸይጡ ይዉዳእ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/10/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ናይ ንግሆ ኮይኑ ዝተሸጠ ሰነድ ብዝተዓሸ ፖስታ ዋና ሰነድ ናይ ተሽከርክርቲ ሰነድ ጨረታ ናይ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረትን ሰነድ ጨረታ ንንበይኑ ተፈላለዩ ተዓሺጉ አብ ዝባን እቲ ፖስታ በዓል ዋና ተጫራታይ ስምን አድራሻን ስልክን ተፃሒፍሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ዝርከቡ ሳንዱቅ ጨረታ ተዓሺጉ ኣታዊ ይከዉን

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ናይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ ንተሽከርከርቲ መኪና : ሞተር ሳይክለት 20000 ቅርሺ : ንካልአት ቀወምቲ ንብረታት 3000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ብብንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

7 ጨረታ ዝሰዓርኩም ዉልቀ ሳባትን ይኩን ትካላትን ካብ ዝሰዓርክምዎ ዕለት ተነፂሩ እቲ ንብረት ክተልዕሉ ብምልክታ ምስተለጠፈ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲታት ንክተልዕሉ ይሕብር

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914 376030 0923412447

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s