ንካልእይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ
| ታ.ቁ | ዓይነት ክራይ ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ሰዓት ክራይ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | ሎደር መሽን ክራይ | ቁፅሪ | 01 | |||
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል
2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ሰዓት ክራይ ዋጋ ብምምላእ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ
3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 03/10/2017ዓ/ም ክሳብ 10/10/2017/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ኣብዝተረኸብሉ ይኹን ኣብዘይተረኸብሉ ይኸፈት
4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ ማዓልቲ እቲ ሓመድ ምስ በተኖ ናይ ዝበተኖ ሓመድ ጠቕላላ ዋጋ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 3000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ
5/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ0975452063 /0914120805 ምሕታት ይከኣል
ቤት ህንፀት መቐለ
ድሕሪት