ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ፕሮፎርማ/ 29
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክል ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክገዝአ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኸእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ
3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ብሰራ Tቢ ዘለኩም
4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝኽእል
5. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናዝና መወዳደሪኩም ከም፡ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፡ ብምግባር ብሽምቲ ብዝተዓሸን ፓረታ ካብ ዕለት 02/10/2017ዓ/ም ክሳብ 04/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4 00 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/10/2017ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቑፅሪ 08 ይክፈት
7. ብእቲ ዝቐርብ ፅራቱ ዘሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን
8. ኣብ ዋ መግቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂጋ ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን
9. ካብዚ ዝተሓተተ ገብረት ወፃኢ ብዕሌኻ ዓይነት ዘይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እሁድ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ለቤት ቤት ምሴ ክለል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ስለ ዘገልግል እቲ ሰራሕ ኣይህም የጋይምሊኡ
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ልፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ስራሕ ተስፈሰራኬሽን መሰረት ንከ ርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚቴ አለኩ ::
12. ዋጋ በኒኑ ዝሓለ እማ እቲ ጨረታ ፕሮፍረማ ተራእዪ ሰገራ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኼን
13. ትካልና ዝሓሸ መግረዝ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብሩላ ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መሰነ መራገፊ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኢታዊ ዝገብሩ።
15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲንቁፅሪ 002644875 ከምዝኮነ ንሕብር።
16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 06 ኢታዊ ትነገር
17. ናይ ፕሮፎርማ ነቲ ካብ ቤት ፅሕፈትና መእካ ምውሳድ ይከኣል
18. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት : ርአሰ ምምሕዳር ከ/ ትግራይ
| ተ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝሮ መግልፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 01 | Hp Laptop charger | Hp-Elite-book 850-G3 | ቁፅሪ | 3 | |||
| 02 | External Hard Disk | 1Tera bite | ቁፅሪ | 10 | |||
| 03 | HP laptop battery | Elite-book 850-G3 | ቁፅሪ | 3 | |||
| 04 | VGA cable | 10 meter | ቁፅሪ | 2 | |||
| 05 | HDMI Cable | 10 meter | ቁፅሪ | 2 | |||
| 06 | VGA Cable to DP Cable converter | ቁፅሪ | 5 | ||||
| 07 | VGA Cable to HDMI Cable converter | ቁፅሪ | 5 | ||||
| 08 | RAM for Computer | DDR4 | ቁፅሪ | 5 | |||
| 09 | Fuse film grease (ናይ ፋዘር ፊሊም ቅብኣት] | 100g | ቁፅሪ | 05 | |||
| 10 | Photocopy Canon ir 2016) Formatter board | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 11 | Hp laserjet 400 M401 printer power supply | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 12 | Long nose plier(ሎንግ ኖዝ ንሳ) | ቁፅሪ | 02 |