ትካልና ዋልታ ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ መኽዝኑ ዘለዉ ዝተፋላላዩ ዘገልገሉ ኣቑሑትን ንፋብሪካ ዝጠቕሙጥረ ኣቑሑትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

ዘገልገሉ ንብረታትን ጥረ-ኣቑሑን ንምሻጥ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ትካልና ዋልታ ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ መኽዝኑ ዘለዉ ዝተፋላላዩ ዘገልገሉ ኣቑሑትን ንፋብሪካ ዝጠቕሙጥረ ኣቑሑትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ። በዚ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሕታ ትእተማልኡ ተጫረቲ ንኸትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተጫራታይናይ 2017 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ክኸዉን ኣለዎ፣

2. ተጫራታይ መኽበሪ ጨረታ ብር 10,000.00 (ዓሰርተሽሕ) ብሽም ዋልታ ኢዳስትሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር cpo ዘትሕ ዝክኸዉን ኣለዎ፣

3. ተጫራቲ ናይ ሕድሕድ ንመሸጣ ዝቐረቡ ንብረታት ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብግልፂ ኣብ ዝተዋህበ ሰደቓ ክመልኡ ይግባእ ፣

4. ተጫረቲ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁዕሪ(TIN) ሰረቲፊኬት ከቕርቡ ይግባእ ።

5. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ዋጋ ቫት ዘሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ይግባእ። እንተዘይኮይኑ እቲ ዝቐረበ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክም ዝቐረበ ተገይሩ ይወሰድ።

6. ተጫረቲ ካብ ጉንበት 25/9/2017 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 5/10/2017 ዓ.ም ዘይምለስ ብር 200.00 እናኸፈልኩም ናብ ትካልና ወይ ፋብሪካና ቤትፅሕፈት ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኢኹም ናይ ጨረታ ሰነድ ክትዕድጉ ይግባእ ።

7. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዋጋ ብፖሰታ ዓሺጎ :ማሕተም ብምዕራፍ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክሳብ ነሰ 6/10/2017 ዓ.ምን ጉሆ ሰዓት 3:00 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ

8. ጨረታ ሰነ 6/9/2017 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለቱ ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይኸፈት

9. ናይ ጨረታ ሰዓራይ ኣብቲ ጨረታ ንዝተዘርዘሩ ንብረታት ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 ማዓልቲ እቲ ጠቕላላ ዝሰዓረሉ ዋጋ ምስ ከፈለ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ካብ መኽዝና ከልዕሎ ይግባእ ።እንተዘይ ኣልዒሉ ቅድም ኢሉ ዘትሓዞ ናይ CPO ገንዘብ ብር 10,000.00 ናብ ትካልና ኣታዊ ተገይሩ ናብቲ ቀፂሉ ዝሰዓረ ተጫራታይ ወይ እቲ ጨረታ ተሰሪዙ ካሊእ ኣመራፂ ክንጥቀም ንኽእል ኢና

10. በዝሒ ናይቲ ንጨረታ ዝቐረበ ንብረት ክዉስኸን ክቕንስን ዝኽእል ምዃኑ ኣሚኑ ክሳተፍ ፍቓደኛ ዝኾነ

11. ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰል ኣለዎ።

ኣድራሻ ና ፣ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ጥቃ ክንደያ ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤትትምህርቲ ስልኪ- +251914258738

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s