ጉና ንግድ ስራሕቲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ግል ማሕበር ጨንፈር መቐለ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብዘለዎ ኩነታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሰነ 6, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:20.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሰነ 6, 2008 06:00 Afternoon
  • Wood and Wood Work/
  • Print
  • Pdf

ናይቲ ጨረታ ንብረት ዝርዝር

  • ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ጣዉላታት
  • ቁርፅራፅ ስታፋ
  • ተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ላምኔትድ ቦርድ
  • ቁርፅራፅ መደገፊ ችፑድ ኮይኑ ዝመፀ
  • ዘገልገሉ ዓበይትን ኣናእሸይን ጎማታት
  • ዝተፈላለዩ አልባሳት
  • ዝተፈላለዩ ወናብራት

1 ካልኦት ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣብ ዘለዉዎ ኩነታት አጫሪቱ ክሸየጥ ይዕድም ክትጨረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ኣቅሓ ንብረት ዝርዝር ዓይነት መጠንን ዝሐዘ ሰነድ ካብ ዕለት 26/09/2008 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 20ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

2 ኣብቲ ጨረታ ካብ ዝወፀ ኣቅሓ ንብረት ንዝደልዉዎ ዓይነት (ምድብ) ክትጫቱ ይካእሉ

3 ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 06/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ /ወከልቶ/ አብዘለዉዎ ይክፈት CPO /ብር/ ጨረታ መክበሪ ካብ ዘአተዉዎ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ሽዑ ቅድሚ ጨረታ ምጅማሩ ከትሕዙ ይግባእ

4 እቲ ዘትሓዙዎ ገንዝብ ጨረ ንዘሸነፉ ምስቱ ጠቅላላ ዋጋ ይድመረሎም ዘየሸነፉ ድማ ድሕሪ ሐደ መዓልቲ እቲ CPO /ገንዘብ /ይምለሰሎም

5 እቲ ንጨረታ ዝቀረበ ኣቅሓ ሓሚዳይ ጉና ዋና መካዝን ዝርከብ ኮይኑ ገሊኡ ድማ ማረት ሕልፍ ኢልካ ጉና ስፖርት ክለብ ይርከብ

6 ንዝበለፀ መብራርሂ ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዝግለፅ ይከዉን

7 መስራያቤትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ መብራርሂ ስልኪ ቁፅርታት

  • 03 44 40 57 444546
  • 09 14 70 08 70
  • 09 14 72 90 01
  • 09 14 74 83 00
Backs
Tender Category