ምልክታ ጨረታ ዝዉገዱ ንብረታት ኮርፖርሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንዱስትሪ ዞንን ክላስተር ማእከልን ከተማ ዉቅሮ ጣብያ ሐየሎም ፍሉይ ሽሙ ዋዝዋዞ ኣብ ዝብሃል ቦታ ዝርከብ ንብረት ዘገልገሉ ኤጋ ሽት ኣርኤስ ኪንች : ቴንዲኖ ቁርፅራፅ : ማዕፆ ላመሪያ : መስኮት ፊሪም : ኮለን :ዝዉደቀ ኣብ ዉሽጢ ዘሎ ቴንዲኖ በኣካል ሪኡ ሲሩ ወይ ድማ አላቂቁ ዋጋ ዝአትዉ : ሃርድ ኮር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ወይ ከወግድ ይለሊ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ ምስዋጋ መምሊአ ሰነድ ዋጋ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ማሕተም ተገይርሉ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ

3 ጨረታ መክበሪ ዋጋ ብር 20000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥር ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ይግባእ

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንድስትሪ ዞንን ክላስተር ማእከልን ከተማ ዉቅሮ ኣብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ምምሕዳር ህንፃ ሳልሳይ ደብሪ ካብ ዕለት 13/9/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 27/9/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዝ 100 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ 27/9/2017 ዓም ሰዓት 330 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 400 ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንድስትሪ ዞንን ክላስተር ማእከልን ከተማ ዉቅሮ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ህንፃ ሳልሳይ ደብሪ ይክፈት

6 ተጫረቲ ቅድሚ ዋጋ ምምላእኩም እቲ ንብረት ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንድስትሪ ዞንን ክላስተር ማእከልን ከተማ ዉቅሮ ጣብያ ሓየሎም ፍሉይ ሽሙ ዋዞ እናተብሃል ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ክላስተር ማእክል ዉሽጢ ዝርከቡ ንብረታት ብኣካል ተረኪቡ ሪኢኩም ናይ ንብረት መመዘኒ ሚዛን ናይ ባዕልኩም ተቅርቡ ምካንኩም ነፍልጥ

7 ናይ ዝሰዓርክምዎ ንብረት መጎዓዓዚ ኩሉ ወፃኢታት ብናይ ባዕልኩም ዝሽፈብ ምካኑ አብ ግምት ኣእቲኩም ዋጋ ምምላእ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0931486832 0923305489

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s