ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ንመኪና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ንመኪና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡን ንክትወዳደሩ እትደልዩን መቕረብቲ ክትወዳደሩ ፃውዒቱ ብኣኽብሮት የቕርብ ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ መፍለዪ ቁፅሪ / ቲን ናምበር / ናይ ግብሪ ከፋላይ : ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲኬት፤ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ቫት ዲክሌር ዝገበርሉ ከምኡ እውን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ከቕርብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ፡፡

2. ተወዳደርቲ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ካብ ዕለት 12/09/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/09/2017 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብር 50/ሓምሳ ብር/ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትኽእሉ፡፡

3. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/09/2017 ዓ/ም በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት እንትኸውን 4፡30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ሕጋውያን ጨረታ ዝኸፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/09/2017ዓ/ም ልክዕ ሳዓት ተወዳደርቲ ወይ ሕጋውያን ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት።

4. ተወዳደርቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ እዚ ክሊት ትኪ ፡ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ ወይ ብዛንኪ ዝተረጋገፀ ቲር ክረዲት(CPO)ብር 5000 ብሽም ቤት ፅሕፈትና ከትሕዝ ዝኸእል ክኸውን ኣለዎ፡፡

5. ሰዓራይ - ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ካብ ጠቕላላ ዋጋ ውዕሊ 10% መኽበሪ ውዕሊ ኣትሒዙ ብዝኣተዎ ውዕሊ መሰረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጋዓዝያን መራገፍን ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣቕሪቡ ከረክብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።

6. መቕረብቲ ኣብ ሕድ ሕድ ናይ መወዳደሪ መረዳእታ ኸም ከምኡ እውን ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተም ሽምን ፌርማን ዝዓረፎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ብዘይብሉ ብኢንቮሎፕ /ፖስታ / ዓሺግኩም ንቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደ/ምብራቕ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ናብ ዝዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ክተእትዉ ኣለኩም፡፡

7. ተወዳደርቲ ዋጋ እንትመልኡ ቫት ዝሓወሰ ዋጋ ኣብ ዝተዳለወልኩም ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ንክትመልኡ ንሕብር፡፡

8. ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 40 መዓልታት ይኸውን።

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ኣድራሻና፣ ትግራይ መቐለ - ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ማረት ኮብልስቶን እትው ኢልካ ምምሃር ዞባ ደ/ምብራቕ ኢልኩም ክትረኽቡና ትኸእሉ::

ንዝተደለየ ሓበሬታ ብሞባይል ቁፅሪ:-0914022976 ወይ 0914762860 ብምድዋል ክትረኽቡና /ሓበሬታ ክትረኸቡ/ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s