ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ንትካልና ስራሕ መሳለጢ ዝኾና ዝተፈላለያ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ እስፐሲፊኬሽን መሰረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ምልክታ ጨረታ

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ንትካልና ስራሕ መሳለጢ ዝኾና ዝተፈላለያ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ እስፐሲፊኬሽን መሰረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዙይ ብታሕቲ ዝተዘርዘረ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ሕድሕድ ዋጋ ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋ
1Dell 3020 or 7020 4th Generation Core i-5, Ram 8GB Hard disk 512 ssd Screen wide 19 inch wide DP and VGA SUPPORTABLE Key board mouse external speakerቁፅሪ04
2Hp laptop used Core i-5 8th generation internal hard disk 512GB ssd 15.6 SCREEN SIZE 16GB Ramቁፅሪ03
3Hp laser jet 402dn Pinterቁፅሪ02

11. ጨረታ ዝወፀሉን ዝዕ ዕለት ካብ 4/09/2017ዓ.ም ክሳብ 11/09/2017 ዓ.ም ምኻኑ::

12. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 200 /ክልተ ሚኢቲ ብር/ እናኸፈልኩም ካብ ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብ ፋይናንስ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 2 ሰነድ ክትወስዱ ትኽእሉ/ላ ምዃንኹም ንገልፅ

13. ናይቲ ንብረት ዋጋ ምስ ቫቱ መሊኡ ከቕርብ ዝኽእል::

14. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/09/2017 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ሰዓት 4:30 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ጨረታ ሰነድ ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ::

15. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 20,000(ዒስራ ሽሕ ብር) ክተትሕዙ ኣለኹም::

16. ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኸፋት ኣይተዓናቐፍን::

17. ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

18. ሰዓራይ ምዃኖም ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕለም ትራንስፖርት ናብ ትካልና ከረክቡ ይግባእ::

19. በቲ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን መሰረት ንብረት ዘቅረቡ ምዃኖም ብናይ ባዕልና በዓል ሙያ ምስተረጋገፀ ወድያዉ ክፍሊት ክፍፀም ይግበር:: ካብዙይ ወፃኢ ካብ ዘቅረብናዮ እስፐስፊኬሽን ወፃኢ ንዝቐርብ ንዝበፅሕ ኪሳራ ትካልና ተሓታቲ ኣይኸዉንን::

20. ኣድራሻና ኣብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ ኢልኻ ኣብ ዝርከብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 04/09/2017ዓ.ም ክሳብ 11/09/2017 ዓ.ም ንተወሳኺ ሓበሬታ (0914727888)::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s