ቁፅሪ 4164/226/2017
ዕለት 4/9/17 ዓ/ም
ምልኸታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም ቁፅሪ - 8
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
4. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
5. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
6. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፣
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ሆልደር ብራሽ | ብሳምፕል | ቑፅሪ | 02 | ||
| 2 | ስታርተር ኣውቶማቲክ | ብሳምፕል | ቑፅሪ | 01 | ||
| 3 | ፖስቲር ሞርሲታ | ብሳምፕል | ቑፅሪ | 01 | ||
| 4 | ፓድ ኪት | ብሳምፕል | ሴት | 01 | ||
እንክተሎም መምርሒ:-
6. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/09/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 06/09/2017 ዓ/ም ተመሳሳሊ ሰዓት 10፡00 ተዓዕዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
7. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
8. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብዉሽጢ ሰለስተ ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
10. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
ድሕሪት