ግልፂ ጨረታ ናይ ፅሬት ኣቁሑት
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | መብርሂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሶፍት | ሃናን ናይኬንያ | ጥቅላል | 300 | ||
| 2 | ድቫ ሳሙና ናይ ነብሲ | 180 ግራም | ቁፅሪ | 300 | ||
| 3 | ናይ ፅሬት ጓንቲ | ኦርጅናል | ፅምዲ | 6 | ||
| 4 | ኣሰድ በዓል 1 ሊትር | ቲ-ቴስራ | ሊትር | 70 | ||
| 5 | መወልወሊ ከሪ | Hoating | ቁፅሪ | 70 | ||
| 6 | ባራኪና ዓብይ | ጊዮን | ቁፅሪ | 70 | ||
| 7 | ፈሳሲሳሙና በዓል 1 ሊትር | ቁፅሪ | 4 | |||
| 8 | ድቶል | 500 ሚሊትር | ቁፅሪ | 60 | ||
| 9 | ፎጣ ዓብዪ | ሓርፋፍ ናይ ስፔን | ቁፅሪ | 24 | ||
| 10 | እስኮፓ መኾስተር | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 20 | ||
| 11 | ጔንት ጨርቂ | ምስ መቀመጥኡ | ፅምዲ | 20 | ||
| 12 | ላርጎ በዓል 1 ሊትሮ | ቁፅሪ | 70 | |||
| 13 | ግላቭ | 500 ማለትር | ቁፅሪ | 140 | ||
| 14 | ኦሞ ኦሞ | 160 ግራም | ቁፅሪ | 100 | ||
| 15 | ኣይር ፍሬሽ | ለሚን | ቁፅሪ | 05 | ||
| 16 | ፍኒት | ሮችከለር | ቁፅሪ | 5 |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእስ
2. ናይ ግብሪ ከፋሲ መስስ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእስ
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን
4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወደ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ
5. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 20/8/2017 እስካብ 25/8/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድም ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብስ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕሪ ይኽፈት፤ ደሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6o ደብሪ ቁፅሪ 8
6. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብዛንኪ ብዝተረጋገፀ መሕዘዚ ክፍሊት (ሲፒኦ) ብር 5000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝከእስ
7. ሰነድ ጨረታ ዘደምስስ ብር 100 እናኸፈስካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣስ
8.ሰዓራይ እዚ ጨረታ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረስ ዕለት ጀሚሩ ውሽጢ 10 መዓልቲ በቲ ዘቅረብና ስፐስፒኬሽን መሰረት ፅሬት ዘስዎ አቅሑት ሰሪሑ ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ደ ደብሪ ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ
9. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ተዘይኣሲሩ መኽበሪ ጨረትኡ ናብ ትካልና ኣታዊ ይገበር
10. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሱእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስ እዩ፤
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን 0344-404253
ድሕሪት